የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

መንፈስ መስመር መንፈስ ህዝባውነት እዩ ሰዓራይ ዝገብር!

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4534000
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
1452
2471
3923
4511961
49273
165145
4534000

Your IP: 54.224.121.67
2017-11-20 13:53
here we go
selam new

ብመሰረት እዚ ሓደ እዋን ካሕሳይ ክንክናን ኣደም ኑርን ዝተብሃሉ ብፆት ኣብ መንገዲ እናኸዱ ትኽትዕ ይውዕሉ፡፡ እቲ ጉዳይ መእሰሪ ስለ ዘይገበርሉ ለይቲ ኣብ ድቃሶም እውን ይቕፅሉ፡፡ ኣብ መንጉኡ ተጋዳላይ ካሕሳይ ድቃስ ይመፅኦ እሞ ይድቅስ፡፡ ኣደም ኑር ግን ካሕሳይ ዘይደቀሰ መሲልዎ ስኽ ኢሉ ይዛረብ፡፡ ድሓር ተጋዳላይ ካሕሳይ ድቃሱ ወዲኡ ብር እንተበለስ ኣደም ኑር ይዛረብ፡፡ ካሕሳይ ድማ ኣንታ ብፃይ ኣደም ትማሊ ከምታ ቴፕ ኦን ምስገበርኩኻ /ምስ ወላዕኹኻስ/ ሹሽ እናበልካዶ ሓዲርካ?” በሎ ይበሃል፡፡

›////////////////////////›////////////////////

ስልሒት ሒሳብ ወለዲ

ቀደም እዩ፤ ኣብ ሓደ ከባቢ እክብ ኢለን ብሓባር ዝነብራ ኣዕዋፍ ነይረን ይበሃል፡፡ እዘን ኣዕዋፍ ክንደይ ምዃነን ዘይፈለጠት ሓንቲ ዑፍ መፂኣ ኣብ ጥቓ እተን ብሓባር ዝነብራ ኣዕዋፍ ኮይና ከመዓላትክን ምኢቲ ኣዕዋፍ?” ትብለን፡፡ እተን ኣዕዋፍ ምኢቲ ስለ ዘይነበራ ከመይ ውዒልኪ ሓፍትና ዑፍ ፤ ምኢቲ እኳ ኣይኮንናን፤ ምኢቲ ክንኸውን እንተደሊኽና ግን ክንዳና ወሲኽና፣ ክንዲ ፍርቅና ደሚርና ፣ ክንዲ ርብዒና ሓዊስና ንዓኺ እውን ኣካቲትና ኢና ምኢቲ እንኸውን፡፡ ኢለንኣ ይበሃል፡፡ እዘን ኣዕዋፍ ድኣ ክንደይ ነይረን ማለት እዩ?

›////////////////////////›////////////////////


alena ember where do we

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 961
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት መስከረም 2010