እዋናዊ ቃለ-መሕትት ምስ ኣቦ መንበር ህ.ወ.ሓ.ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

5052329
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
2426
2909
31443
4998067
84523
110388
5052329

Your IP: 54.198.134.104
2018-04-20 14:36

ፍሉይ ሕታም መፅሄት

here we go
selam new

ተኽልታት ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ኣብ ትሕቲ መሬት በስቢሶምን ተብላዕሊዖምን ናብ "ድፍድፍ" ዘይቲ ብምቕያር ሕዚ ህዝቢ ዓለም ንቁጠባዊ ረብሕኡ ይጠቕምዎ ኣለዉ፡፡ እንተ ሎሚ ዕድመ ንሳይንስን ቴክኖሎጅን ነዳዲ ንምርካብ ኣሽሓት ዓመታት ምፅባይ ኣየድልን፡፡ ሕድሕድ ተኽሊ ናብ ነዳዲ ክቕየር ከምዝኽእል መፅናዕትታት እናመላኸቱ እዮም፡፡ ኣብ ሃገርና እኳ ሓተላ ቃንጫ ሽኮር ናብ ኢታኖል ብምቕያር ኣብ ምድሓን ሸርፊ ወፃኢ ብፅሒቱ እናተዋፅአ እዩ፡፡ ጉልዕን ጃትሮፋን እውን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ፡፡
ካሊእ ፀጋታት ተኽልታት እንተሪእና ድማ ነቲ ስግኣት ዓለምና ዝኾነ ብኽለት ከባቢ ኣየር እውን ይፈትሑ እዮም፡፡ ተኽልታት መጠን ዝተቓፀለ ኣየር /ካርቦን ዳይ ኦክሳይድ/ ተጠቒሞም ንፁህ ኣየር ብምልጋስ ቁልፊ መፍትሒ ዋዒ ዓለምና እዮም፡፡ ስለዝኾ ሃገራት ዓለም ፖሊሲታተን ብሓምለዋይ ቁጠባ ክቓንያ ይግደዳ ኣለዋ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ ቀረባ ዓመታት በዚ ዝተገለፀ ሓሳብ ተጠቃሲት ኣብነት እያ፡፡


alena ember where do we

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 2

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 2

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 1

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 1

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 971
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት ለካቲት 2010