ሳልሳይ ክፋል
ማሕበራዊ ኣብያተ ፍርዲ ዝተወሃብዎም ደንቢ ምትሕልላፋት ምርኣይን ምውሳንን ስልጣን ይህልዎም። ዝኾነ ሰብ ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ዋጋ ዘለዎ ብማእድን ወይ ብወረቐት ዝተሰርሐ ሃገራዊ ገንዘብ ኣይቅበልን እንተይሉ፣ ውድቂ ብዝኾነ ወይ ናብ አፕዴት ዕለት ሶኒ, 26 መጋቢት 2018 06:20 ተወሳኺ የንብቡ...
ደቂ ኣንስትዮ ዓለም፣ ኣብቶም ሕሉፋት ዘበናት ብፆተአን ጥራሕ መረርቲ ወፅዓታት በፂሖምወን እዮም። ብፍላይ ክሳብ 18 ክፍለ ዘበን ደቂ ኣንስትዮ ከም ሰብ ዘይኮነስ ብሰናይ ሓልዮት ደቂ ተባዕትዮ ዝነብራሉ ኩነታት እዩ ነይሩ። ነቶም ወፅዓታት አፕዴት ዕለት ሶኒ, 26 መጋቢት 2018 06:12 ተወሳኺ የንብቡ...
ሕገ መንግስቲ ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ ዓንቀፅ 40 ንኡስ ዓንቀፅ ሰለስተ ዋንነት መሬትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገጠርን ከተማን ናይ መንግስትን ህዝብን ጥራሕ ከምዝኾነ፣ መሬት ዘይሽየጥ ዘይልወጥ ሓበራዊ ንብረት
ቀዳማይ ክፋል ብ ሙሉጌታ ኪሮስ - ርክብ ህዝቢ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ
ኣብቶም ዝሓለፉ 25 ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያውን ዴሞክራሲያውን ዓውድታት ኣብ ዝተመዝገቡ ዓወታት ሲቪል ሰርቫንት (ሰራሕተኛታት መንግስቲ) ዓብዪ ግደ ነይሩዎ። ምኽንያቱ ድማ እቲ ሲቪል ሰርቫንት ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ
አፕዴት ዕለት ሶኒ, 02 ሚያዝያ 2018 11:23 ተወሳኺ የንብቡ...ካልኣይን መዛዘምን ክፋል
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ኣብ 2010 ዓ/ም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዋዲድካ ኣብ ምስራሕ፣ ፅንኩር ውዳበ ፎረም ማሕበረሰብ ኣብ ምፍጣርን ገበን ቅድሚ ምፍጣሩ ኣብ ሕብረተሰብ ግንዛበ ኣብ ምሃብን ክፍተታት
አፕዴት ዕለት ሶኒ, 26 መጋቢት 2018 06:23 ተወሳኺ የንብቡ...