የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

እዋናዊ ቃለ-መሕትት ምስ ኣቦ መንበር ህ.ወ.ሓ.ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4728504
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
2044
4657
6701
4697161
68961
97508
4728504

Your IP: 54.234.190.237
2018-01-22 08:32

ኢኮኖሚ

መሰል ሸማቶ ዶ መሰል ነጋዶ?

ሃገርና እትኽተሎ ፖሊሲ ቁጠባ ነፃ ዕዳጋ ተግባራዊ ንምግባር፣ ነጋዳይ ሕብረተሰብ ካብ ዘይግቡእ ወድድርን ኣድለይቲ ዘይኮኑ ተግባራት ዕዳጋ ከምኡ እውን ንሸማታይ ሕብረተሰብ ናብ ዘይኮነ ኣንፈት ዝመርሑ ኩነታት ዕዳጋ ንምክልኻል

ተወሳኺ የንብቡ...

ደሓን ኩን ትኪ!

“ማሕበራውን ኢኮነምያውን ዕብየት ንምምፃእ ክፍለ ኢኮነሚ ኢንርጂ ብፍላይ ድማ ምትእትታው ዘመናዊ ቴክኖለጅታትን መማረፅቲ ሓይልን ዝለዓለ ተራ ኣለዎ” ይብል ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብ2003 ዓ.ም ዘሐተሞ

ተወሳኺ የንብቡ...

አተሓሳስባ እንተሓዊ ከባቢ ይሓዊ

“ንሕና ካብ መሬት እንደልዮ ጥራሕ ዘይኮነስ መሬት ንባዕሉ ካባና እንታይ ከምዝደሊ ምፍላጥ ብልህነት እዩ። ኣብ ውሽጢ መሬት ዝነበረ ልሙዕ ሓመድ ብሰንኪ ዋሕዲ ግንዛበን ድኹም ኣተሓሳስባን ልምዑነቱ እንተስኢኑ ስለዝዘራእናዮ ጥራሕ

ተወሳኺ የንብቡ...

ንብረትን ብኽነትን ክልተ ዘይቃደው

ንብረት፣ ሃፍቲ ህዝብን መንግስትን እዩ።እዚ ሃፍቲ ብገንዘብ ስለዝዕደግ ጥረ ገንዘብ ምዃኑ ብምርዳእ ብኣግባቡ ክተሓዝን ኣብ ዝተሓሰበሉ ዕላማ ጥራሕ ክውዕልን ግድን ይኸውን። ነዚ እውን እዩ መንግስቲ ንብረት መንግስቲ

ተወሳኺ የንብቡ...

ተጠቃማይን ተቛማታይን

በዝሒ ህዝቢ ሃገርና ኮነ ክልልና ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ኣሎ። ነቲ በብእዋኑ ዝፍጠር ዘሎ ወሰኽ ህዝብን ቁጠባዊ ዕብየትን ስዒቡ ድማ መሰረታዊ ድሌታት ህዝቢ ብኡ ልክዕ እናዓበየ ይርከብ። ብፍላይ ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ መሰረት ህልውናን

ተወሳኺ የንብቡ...

ዝለዓለ እቶት እትእክብ ብሕታዊት ወረዳ

ቅድሚ 2007 ዓ/ም መብዛሕትኡ ኣመራርሓ ወረዳን ከተማን “ዋና ግንባር” ኢሉ ትኹረት ሂቡ ብፍሉይ ዝዓመሉ ዝነበረ ንሕርሻ፣ ትምህርትን ጥዕናን እዩ። ከም ኣመራርሓ ናብ መፍረያይነት ሕርሻ እንትወፍር ንእገሪ መንገዱ ብዛዕባ ትምህርትን ጥዕናን 

ተወሳኺ የንብቡ...

ሓረስቶት ከተማ

ከም ንቡርን ዝፀንሐ ድሕረ ባይታ ሃገርናን ሓረስታይ ዝርከበሉን ዕለታዊ ስራሕቱ ዝፍፅመሉን ኣብ ገፀር እምበር ኣብ ከተማ ኣይኮነን። ሽም ሓረስታይ እንትልዓል ናብ ሕልናና ቀዲሙ ዝመፅእ መነባብሮኡ ኣብ ገፀር ዝገበረን ብሕርሻ ህይወቱ

ተወሳኺ የንብቡ...

Subcategories

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 969
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት መስከረም 2010