እዋናዊ ቃለ-መሕትት ምስ ኣቦ መንበር ህ.ወ.ሓ.ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

5193182
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
635
3331
20545
5145598
97240
128136
5193182

Your IP: 54.158.219.248
2018-05-25 04:56

አርካይቭ

ብሂላት ትግርኛ

here we go
selam new

ብሂላት ትግርኛ            ትርጉም

- ሓዊ ሒዙ …………………………………………...............................  ጎቢዙ፣ ጠንኪሩ፣ ልዋ ኮይኑ

- መቓብር እዩ  ………………………………………….......................... ምሽጥር ኣየውፅእን

- ከብዱ ኣብይዎ  …………………………………………...................... ኣይጨከነን

- እኖስ ትውለደለይ   ……………………………………...................... ጎበዝ፣ ጀግና

- ብርለ ሜስ መሲሉ   ……………………………………...................... ፀቢቑ፣ ወዝ ገይሩ

- ማይ ዝሰተየ ………………………………………….............................. ብሱል ለባም

- ሓራስ ኣድጊ   …………………………………………........................... ርህርህቲ፣ ቦቕቧቕ

- ሱር ሰዲዱ      ………………………………………….................. ደልዲሉ፣ተባዚሑ፣ ገዊዱ፣ በዚሑ

- ብላዕ ኢልዎ …………………………………………......................  ተጠቒሙ፣ ሓሊፉሉ  

- ዘርኢ መሬት ኮይኑ  …………………………………………...........  ፈርዩ፣ በዚሑ

- ንሰንሳትና ዲና   ………………………………………….................  ሓደ ልቢ፣ ሓደ እምነት ዲና

- ዑና እንዳቡኡ ኣቕኒዑ ………………………………………….......  ዓሌት ኣኪቡ፣ ኣኹሪዑ

- ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኮይኑ ……………………………ኣፅቂጡ፣ ተዓጊሱ፣ ተኣዲቡ፣ ዓቂሉ

ምስላታት ትግርኛ

- ገዲፍካ ንዘይትገድፎ ግራት ብሽንፋእ ኣይትዝረኣዮ

- ሰብስያ ኣብ ዓይኑ ዘሎ መንገፍ ከይረኣየ ኣብ ዓይኒ እንዳማቱ ዘሎ ሓሰር ይርኢ።

- ጎይተኣ ዝኣመነት ከልብስ ስቡሕ እናተሓረደ ናብ ሩባ ትወርድ

- ኣፎም ገዲፎምያ ዝሃብዎ ጋሻስ እንታይ ስኢኖም ይብለካ

- ባሕርስያ ብሽንቲ ከልቢ ኣይበላሸውን

- ዓብዪ ዘረባን ነዊሕ መንገድን ቀልጢፍካ ኣይጅመርን

- ከልቢ ዝነብሕ ምእንቲ ገዛ ጥራሕ ዘይኮነስ ምእንቲ ባዕሉ እውን እዩ።

- ኣብ ዕጋምያ ዝተፀገዐት ቆልቋልስ እናነበዐት ትነብር

- ሑቑኡ እያ ክሳብ ዘሕሞ ዘይሰርሕስ ክሳብ ዝፀግብ ኣይበልዕን

- ተመሊስካ ንእትረድኦ ሓዲግካዮ ኣይትኽድ

ፍልፍል፡- ብኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ካብ ዝተሓተመ “ስነ ቃል ብሄረ ኢሮፕ ” ዝብል መፅሓፍ ዝተወሰደ


alena ember where do we

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 2

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 2

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 1

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 1

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 977
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት ለካቲት 2010