እዋናዊ ቃለ-መሕትት ምስ ኣቦ መንበር ህ.ወ.ሓ.ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4838951
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
2746
3481
28211
4800954
71212
108196
4838951

Your IP: 54.167.62.170
2018-02-23 23:45

ዘበን ተሳጋሪ መደረ!

here we go
selam new

ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ልክዕ ከምዚ ሕዚ፣ ሃገርና ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሚሊንየም ንምኽባር ትሸባሸበሉ እዋን እዩ ነይሩ። ናይ ባዕልና ኣቆፃፅራ ዘመን ምስ ምህላውና ተተሓሒዙ ካብ ኣቆፃፅራ ዘመን ግሪጎርያውያን  ብሸውዓተ ዓመታት ዘንጊዕና ስለዘኽበርና “ክሳብ ሕዚ ኣበይ ፀኒሖም እዮም” ዝበሉና እውን ነይሮም።

ብዝኾነ ድሮ እቲ በዓል ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ኩነታት እንትኽበር ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዘመነ ሚሊንየም ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ነይሩ። ካብቶም ጦብላሕታ ዝፈጥሩ መልእኽትታት መለስ ንሓንቲ ክንእንግደኩም።

“ዝተኸበርኩም ተኻፈልቲ እዚ በዓል፣

እንኳዕ ኣብፀሐኩም! ሃገርና ካብ ዝነበረቶ ናይ ዘመናት ጉዕዞ ታሕተዋይ ብርኪ ንምውፃእ ቃልሲ ምክያድ ካብ ንጅምር ውዒልና ሓዲርና ኢና። ብምኻኑ እዚ ዝተቐደሰ ተግባር ንዝፈፀምኩም ኩሉኹም ዝዓዘዘ ምስጋናይ የቐርብ። ሃገርና ቅድሚ ሕዚ ዝነበራ ተፈላጥነትን ልዕልናን ብምንቁልቋል ከምዝተተክአ ይፍለጥ። እዚ ወቕቲ ሃገርና ኣብ ዘየቋርፅ ናይ ድሕሪት ጉዕዞ ተፀሚዳ ዘሕለፈቶ ምዕራፍ ነይሩ። ነቲ ናይ ሕዚ ኩነታትና ተሓተትቲ ንሕናን ንሕናን ጥራሕ ኢና። ኣብ መወዳእታ ኣብ ድሮ እዚ ሓዱሽ ሚሊንየም ኩላትና ንዝጀመርናዮ ፃዕሪ ኩሉኹም ሓይልታት ፖለቲካ ሃገርና፣ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ስራሕ ተዋፊርና እንርከብ ዜጋታትን ኩሎም ህዝብታት ሃገርናን ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ናብ ጫፍ ንክነብፅሖ ፃውዒተይ እንተቕርብ ነዚ ታሪኻዊ ሓላፍነት ብብቕዓት ክንዋፅኦ ከምእንኽእል ብምትእምማን እዩ። ደጊመ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ይብል!” ኢሉ ነይሩ።

 ዘበን ተሳጋሪ መልእኽቲ ተጋዳላይ መለስ ህያው ንምግባር ዝኣተናዮ ቃል ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት ነሀድሶ።


alena ember where do we

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 970
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት መስከረም 2010