የትግራይ ርእሰ መስተዳደር ክቡር አቶ አባይ ወልዱ ትግራይን ከጎበኙ ከሃገራችን 35 ዩኒቨርስቲዎች ከተውጣጡ የዩኒቨርስቲ ማህበረሰብ ጋር ያደረጉት ውይይት።

መንፈስ መስመር መንፈስ ህዝባውነት እዩ ሰዓራይ ዝገብር!

ሼር/ላይክ

ተኸታተልቲ

4296220
Today
Yesterday
This Week
Last Week
This Month
Last Month
All days
2607
3246
16491
4258204
64950
89268
4296220

Your IP: 54.162.10.211
2017-09-22 07:56

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝህብ መንገዲ

here we go
selam new

 

ቴክኖሎጂ ዓለም ካብ እዋን ናብ እዋን ይውንጨፍ እዩ ዘሎ። ሓደሽቲ ዘገርሙ ምህዞታት ከም ዝተሰርሑ ምስማዕ ዝተለመደ እዩ። ሐዚ ካብ ሃገረ እንግሊዝ ዝተሰምዐ ነገር ድማ ኣዝዩ ዘገርም እዩ። ኣብ “ቴክዩሮ” ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ፣ ምሁራት እንግሊዝ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍል መንገዲ ከም      ዝሰርሑ ገሊፁ ኣሎ። እቲ ኣብ ዓለምና ንፈለማ እዋን ተሰሪሑ ዘሎ መንገዲ ( ፅግርያ) ሰባት እንትጓዓዙ ብናቶም ርጋፅ ክንደይ ሜጋ ዋት ኤሌክትሪክ የፈልፍል ከም ዘሎ ዝነግሮም ምስ ስልኮም ዝተተሓሓዘ መተግበሪ እዩ። እቲ ሰባት እንትጓዓዙሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍል መንገዲ ነቲ ከባቢ ዝኸውን መብራህቲ ናይ ምሽፋን ዓቕሚ ኣለዎ።

ካብዚ  እንርድኦ ዓለም ብምህዞታት ቴክኖሎጂ ዝያዳ ትውንጨፍ ከምዘላ እዩ። ስለ ዝኾነ ንሕና እውን ሃገርና ናብቲ ብርኪ ንሱ ንኽትበፅሕ መሃዝቲ ክንከውን ትፅቢት ይግበር ጥራሕ ዘይኮነስ ግድን ይኸውን። ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለናሉ መዋእል ብቴክኖሎጂ እንተዘይተወዳዲርካ ዓለም እትበፅሖ ዘላ ብርኪ ምብፃሕ ኣይከኣልን። ብፍላይ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርክታት ዘለኹም ተምሃሮ ንመሃዛይነት ፍሉይ ቆላሕታ ብምሃብ እንተሰሪሕኹም ነዚ ዓለም ሓዱሽ ዝኾነ ምህዞ ከም እተበርክቱልና ዘጠራጥር ኣይኮነን።    

   “አሸንዳና ብባህላዊ ክዳንና!”

 

ኣሸንዳ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓል ክልልና እዩ። ይኹን እምበር እዚ ጥንታውን መሳጥን ዝኾነ ኣከዳድናን ዝነቃልን ዘለዎ ብዓል ግና ብዝግባእ ኣይተትሓዘን ፀኒሑ።  ብርግፅ ኣብቶም ዝሓፉ ሓሙሽተ  ዓመታት ዝተርኣየ ውሱን ምንቕቓሕ ነይሩ። ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እናማእኸሎ ብብርኪ ክልል ክኽበር ጀሚሩ። ንዕኡ ስዒቡ እውን ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ኣሸንዳ ፍሉይ ቆላሕታ እናሃብኦን ብዝተወሰነ መልክዑ እውን እንተኾነ እናደመቐን መፂኡ። እዚ ምንቕቓሕ ምስተፈጠረ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ በፃሕቲ ዓዲ ቁፅሮም እንትውስኽ ተራእዩ። ፍሉይ ዝኾነ ኣሰራርሓ ፀጉሪ፣ ኣከዳድናን ኣጠቓቕማ መጋየፅታትን ዘለዎ በዓል ኣሸንዳ ግና ብኡ ጥራሕ ዝሕለፍ ኣይኮነን። በፃሕቲ ዓዲ ብበዝሒ ክስሕብን ዓለም ለኸ ቅርሲ ኮይኑ ኣብ “ዩኔስኮ” ክምዝገብን ከም ዝግበኦ ድልየት ህዝብን መንግስትን ኮይኑ ኣሎ።

እዚ ንክኸውን ግና ዝጎደለ ዓብዪ ነገር ነይሩ። ኣከዳድና እተን ደቂ ኣሸንዳ ዝተፈላለየ ሕብሪ ዘለዎም “ጀርስታት” ስለ ዝነበረ እዚ ናብ ባህላዊ ኣከዳድና ክቕየር ከም ዝግባእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ውሳነ በፂሑ። ስለ ዝኾነ ኣብ ናይ ለምዘበን  ዝበዓል ኣሸንዳ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ጀርሲ ገዲፈን ባህላዊ ክዳን(ጥልፊ) ወይ ዙርያ ክኽደና ብሰናይ ሓጋዩ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ሰነ 2009 ዓ.ም ድማ ነፃነት ተክለሃይማኖትን ፍርያት የማነን ዝተብሃላ ክልተ ጎራዙ ኣምባሳደራት ኣሸንዳ ይኮነን ተመሪፀን እየን። ብዕሊ ኣብ ትግራይ እናተዘዋወራ ነቲ ባህላዊ ኣከዳድና ምፍላጥ እውን ጀሚረን ኣለዋ። መሪሕ ቃል እቲ በዓል ድማ “ኣሸንዳና ብባህላዊ ክዳንና!” እዩ ዝብል። ስለዝኾነ ኩለን ኣብቲ በዓል ዝሳተፋ ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ዓይነት ኣከዳድና ጥልፊ ወይ ዙርያ ገይረን ኣሸንዳ እንትብላ ቀልቢ ዓለም ክስሕብን ኣብ ዩኔስኮ ክምዝገብን ከም ዝኽእል ግምት ተዋሂብዎ ኣሎ። እዚ ከዓ ኣዝዩ ቃሕ በሃሊ ቅድመ ምድላው እዩ። ስለዚ እቲ ምቁርን መሳጥን ባህልና ክኽበር ዝኽእል ብባዕልና እዩ እሞ ኣብ መላእ ትግራይ ዝለኽን ደቂ ኣሸንዳ እውን መንነትክን ዝገልፅ ባህላዊ ክዳን(ጥልፊ) ግበራ ንብል።


alena ember where do we

''እዚ ብኽያትኪ ልዕሊ ሞት እቲ ጥየል እዩ'' ናይ ክልል ኢትዮጵያ-ሶማሌ ርዕስ ምምሕዳር

መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት

ኣውርድ መፅሄት ክልሰ ሓሳብ ህወሓት 3

ወይን ብፒዲኤፍ

ኣውርድ ጋዜጣ 959
ፍሉይ ሕታም መፂሄት
አውርድ መፅሄት ግንቦት 2009